https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13435
ቢሮ ማይን ኢነርጂን ትግራይ ንካዋሽ ፕሮጀክት አገልግሎት ዝዉዕል ላፕቶፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 3, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይ ዘበኑ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ናይ 2016 ዓም ናይ ወርሒ መሰከረም ቫት ዲክልሪሽን ዘቅርብ

2 ንዝተዳለወ ስፔስፊክሽን ካብ መደበኛ ጉጅለ ዕደጋ እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 1 ታሕሳስ 2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 11 ታሕሳስ 2016 ዓም ኣብ ዘሎ ግዚ ንነበስወከፍ ዓይነት ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል

3 መከበሪ ጨረታ 10000 / ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ / ብመልክዕ ስፒአ ሒዞም ክቀርቡ አለዎም

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11 ታሕሳስ 2016 ዓም  ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከቡ ይክፈት

5 ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ፊርማን ማሕተምን ክዓርፎ አለዎ

6 ኣብ ዘቀረበ መረዳእታ ዘሃሰሰ ወይድማ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ተቀባለነት የብሉን

7 ተጫረቲ ብክልተ ፖስታ ነንበይኑ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ አለዎም

8 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ናይ ጨረታ መክፍተን መዕፀዉን ዕለት በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን

10 ንተወሳኪ ሐበረታ 0914704663