https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13429
ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት ንፊኖ ዝከዉን ፅርየቱ ዝሐለወ ደረቅ ጥር ስርናይ : ናይ ፀብሒ መጠዓዓሚን ጥራምረን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 29, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኣቅርቦት ምግቢ /

1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለኩም ቫት ንዝድልዩ ንብረት ቫት ተመዝገበቲ ዝኮንኩም

2 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ሰርተፊክት ቲን ንናይ መቅረባይ ፈቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም

4 ብምካኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መመርሒ ዝሐዘ ሰነድ ብር 200 ብምክፋል ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሳላምን ፀጥታን እዚ ጨረታ ፃዉዒት ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 29 /3/2016 ዓም ክሳብ 10/4 /2016 ዓም ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእትዉ ከም ትክእሉ ይገልፅ እዚ ጨረታ ታሐሳስ 10/4/2016 ረፋድ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብክፋል ወይ ብምሉእ ማይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344 408912 / 0914008595/ 0920426802