https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13424
ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ሎት ሐደ መሳርሒ ኣቅሐት ፅሕፈት ሎት ክልተ ኣቅሑት ፅሬት ሎት ሰለስተ መሳርሒ ፅሕፈት ቀዋምን ሃላቅን ንብረት ሎት ኣርባዕተ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ ሎት ሓሙሽተ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ቀዋሚ ንናይ ፈርኒቸር ቢሮ ኣቅሑት ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ 4000 ቅርሺ: ናይ ፅሬት ኣቅሑት 2500 ቅርሺ: ናይ ቀዋሚን ሃላቅን ንብረት ፅሕፈት 3000 ቅርሺ :መሳርሒ ኣቀሑት ህንፃ 5000 ቅርሺ :ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ቀዋሚንብረት 18000 ቅርሺ: ንናይ ፈርኒቸር ቢሮ ኣቅሑት 16000 ቅርሺ
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ መረዳእታ ፍቃድ ንግዲ ከቅርብ ዝክእልን ናይ መቅረባይነት ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእልን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2016 ዓም ሒሳብ ዘወራረደሉ ቫት ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን ዘይምለስ ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

4 መጠን መከበሪ ጨረታ ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ 4000 ቅርሺ: ናይ ፅሬት ኣቅሑት 2500 ቅርሺ: ናይ ቀዋሚን ሃላቅን ንብረት ፅሕፈት 3000 ቅርሺ :መሳርሒ ኣቀሑት ህንፃ 5000 ቅርሺ :ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ቀዋሚንብረት 18000 ቅርሺ: ንናይ ፈርኒቸር ቢሮ ኣቅሑት 16000 ቅርሺ ይከዉን ዝርዝር ንብረት ዝሓዘ ሰነድ ጨረታ ካብ ማእከል ቤት ህንፀት ሸረ ቁፅሪ 7 ኣብ ሰራሕ መዓልቲ ካብ 27 ሕዳር 2016 ዓም ክሳብ 18 ታሕሳስ 2016 ዓም ዘይምለስ 200 ቅርሺ እናከፈልኩም ነዚ ተባሂሉ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዘዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ሰነድ ዝተመለ ዋጋ ዝሐዘ ብሽሚ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ዋና ጥራሕ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ዝከኣል ምካኑ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ሳንዱቅ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ክሳብ 18 ታሐሳስ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ናይ ንግሆ ኮይኑ ብተመሳሰሊ ዕለት ድማ ሰዓት 4:00 ንጎሆ ክክፈት እዩ

5 ኣብ በዝሒ ንብረት እዉን 20 ሚእታዊ ምዉሳክ ን ናይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ