https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13422
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕደጊት ክፍፀም ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ቦታ:ሳ-ፃ-እምባ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይቲ ዝወዳደርሉን ንግዲ ዘርፊ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ቲን ካርዲን ቫትን ሰርተፊኬትን ኣተሓሒዙ ከቅርብ ይክእል

2 ናይ ወርሒ መስከረም 2016 ዓም ዲክለር ዝገበረን መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ብር እናከፈልኩም ካብ 28/3/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 7/04 /2016 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈትና ልምዓት እቶትንምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ምዉሳድ ዝክእል

4 ጨረታ መከበሪ ናይ ፅሐፈት መሳርሒ 4000 ብር ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

5 ጨረታ መከበሪ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 10000 ብር ሰፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

6 እዚ ጨረታ ዕለት 8/4/2016 ዓም ቅ/ሳዓት 4:00 ተዓፀዩ ቅ/ሰዓት 4:30 ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ይክፈት

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ

09 14 618815 / 0945103045 / 0923301233