https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13394
ንኢንስቲዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ኢንስቲዩት ዝውዕሉ ናይ ቤት ፈተነ ማለት ላባራቶሪ መሳርሒ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 21, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:40,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/


1 ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኽፈልኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቕረባይነትን ዝተመዝገብኩም

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ

4 ናይ ጨረታ መከበሪ 40,000 /አርባዓ ሽሕ/ ከድሕዝ ዝክእል

5 ተወዳደርቲ እትጫረቱሉ ዶክመንት ብፖስታ ካብ ዕለት 21/03/2016 ዓ/ም ክሳብ 27/03/2016 ዓ/ም እናመፃኩም ምሃብ ትክእሉ

6 አቲ ጨረታ ዕለት 27/03/2016 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3፡00 ዝፀንሕ ኮየኑ በቲ ዕለት እሱ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 4፡00 ይክፈት

7 ናይ ጨረታ ድኩመንት ካብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ምውሳድ ይከአል