https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13392
ማእከላይ ቤት ፍርዲ መቐለ ምድብ ሓድ ፅሬት እቁሑት ምድብ ኽልት ስራሕቲ ሕትመት ብጨረታክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 21, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘመን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቃዶም ዘሐድሱ

2 ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4. ናይ ጨረታ ዶኩመንት ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ምውሳድ ይከእል እዩ

5 ናይ ጨረታ ቢድቦንድ እብቲ ናይ ጨረታ ዶኩመንት ዝተጠቀሰ መጠን 3000 ሲፒኦ አስሖም ክድሕዝ አለዎም

6 ዝወፀሉ ዕለት 21/03/2016 - ክሳብ - 05/04/2016 ዓም ይከዉን

5 ጨረታ ዝዕውሉ ዕለት 05/03/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ዝክፈተሉ ሰዓት 4:00 ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0939 502628/ 0914 746868 /0914 104531