
| ተ/ቁ | ዓይነት ሞ-ንብረትkun25 | ፓርት ናምበር | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደዋጋ | ሳን. | መብ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ላዕለዋይ ጎሚኖ ባሌስትራ | 90385-T0009 | ንፅል | 04 | ||||
| 2 | ታሕተዋይ ጎሚኖ ባሌስትራ | 90385-TOQ10 | ንፅል | 04 | ||||
| 3 | ናይ እግሪ ቡትስ | 04427-0k040 | ንፅል | 02 | ||||
| 4 | ኦይል ፊልተር | 90915-TB001 | ንፅል | 01 | ||||
| 5 | ፊዩል ፊልተር | 23390-OL041 | ንፅል | 01 | ||||
| 6 | የማን ፀጋም ራክ ኢንድ | 45503-09331 | ንፅል | 02 | ||||
| 7 | ቅድሚት የማን ኢንድ ሮድ | 45046-09281 | ንፅል | 02 | ||||
| 8 | የማን እስታፕላይዘር ሊንክ | 48820-0K030 | ንፅል | 01 | ||||
| 9 | ፀጋም እስታፕላይዘር ሊንክ | 48810-OK010 | ንፅል | 01 | ||||
| 10 | ታሕተዋይ አርም ቡሽንግ NO 1 | 48654- OK040 | ንፅል | 02 | ||||
| 11 | ታሕተዋይ ኣርም ቡሺንግ NO 2 | 48655-OK040 | ንፅል | 02 |
መተሓሳሰቢ
➢ ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ ፣መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን IIN Noን ከቅርቡ ዝኽእሉ::
➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ካብ ዕለት 20/03/16ዓ/ም እስካብ ዕለት24/03/2016 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 24/03/2016 ዓ/ም _ ሰዓት 4:00 ትዓፂዉ ብተመሳሳሊ
ሰዓት 4:30 ድማ ይኸፈት::
➢ እዚ ፕረፎርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ::
➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ::
➢ እቲ ቤት ፅሕፈት ዘቅመጦም ረቓሒታት ንዘይተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ንገብር ምኻና ኣጥቢቕና ነተሓሳስብ::
➢ ኣድራሻና ኣብ ወረዳ እንደርታ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ
ኣብዚ ፕረፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕረፎርሚ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ ኮይኑ ከከም ኣድላይነቱ 20% ምውሳክ ወይ ምቅናስ ቤት ፅሕፈት ይክእል እዮ።