https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13358
ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ስራሕቲ ንግዲ ጉና ፅሬት ዘለዎ ዕፉንን ጣፍን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንዚ ዝምልክተ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 26, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኣቅርቦት ምግቢ /

1 ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምክፋል አብ ከተማ መቀለ ኮይኑ ኣብ ቤት መቀለ መድን ካብ ኢንሹራንስ ምድሪ ቤት ዝርከብናይ ንግዲ ጉና ቢሮ ዋና ካብ 19/3/2016 ዓም ከሳብ 26/3/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትክእሉ እናገለፅና ጨረታ ዝክፈተሉ 27/3/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ  ብሞባይል 0914708814 /0914012682 /0913967695