https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13348
ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ Machinery Materials ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 17, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 26, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 26, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 interior machine

2 SEWING machine

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ

3 ናይ ዘእተዉዎ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ስፒኦ ወረቀት ከትሕዝ ዝክእል

4 ሰነድ እናመፃእኩም ዉሰዱ

5 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሐለወ እዩ

6 ጨረታ ሰነድ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/3/2016 ዓም ክሳብ 26/3/2016 ዓም ይከዉን

7 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/3/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 26/3/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያን ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይከዉን

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ