https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13343
ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፅጥታን ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፋለለዩ ኤሌክትሮኒስክ :ኣቅሑ ዝተፋላለዩ ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሪየት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 15, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 23, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ሕዳር 23, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ቫት ተመዝገብቲ ምካንኩም መረጋገፂ ዘቅርብ

2 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩምን ምካንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ ግብሪ ክፈሊ ሰርተፈኪት /ቲን/ ንናይ መቅረባይ ፈቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም

4 ብምክኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሐዘ ሰነድ ብር 300 ብምክፋል ኩሉ ግዚ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ክፈሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን እዚ ጨረታ ፃዉዒት ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 13/3/2016 ዓም ክሳብ 23/3/2016 ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእትዉ ከም እትክእሉ ይገለፅ

እዚ ጨረታ 23/3/2016 ረፋድ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብክፋል ወይ ምሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ   0344 408912  /  0914008595 / 0920426802