https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13337
ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፋለለዩ ናይ ህትመት መሳርሒን :ኮበርታን :መደልያታትን :ናይበሪ ቁልፍታትን ብፕርፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 14, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለኩም ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ

 2 ኣብ ናይ መንግስቲ ንምዉድዳር መቅረባይነት ሰርተፈኬት ናይ ሞያ ብቅዓት ሰርተፈኬት ዘለኩም

3 ተወዳደርቲ ናይ ትካሎም ማህተምን ፊርማን ዘለዎ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ አነቨሎፕ ምርግጋፅ ብቅዓት ሞያ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ሰ/ዕ/ምምሕዳርን ካብ ዕለት 14/3/2016 ዓም ክሳብ 18/3/2016 ዓም ናይ ምሸት ሰዓት 11:30 ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቅርቡ ትክእሉ

4 ፕሮፈርማ ዕለት 19/3/2016 ዓም ናይ ንግሆ ሰዓት 3:30 ስለ ዝክፈት መፂእኩም ክትሳተፉ ትክእሉ ምካንኩም ነፍልጥ

5 ቫት ዊዝ ሆልዲንግ 2 ሚእታዊ ቫትን 15 ሚእታዊ ኣብቲ ቢሮ ተቆሪፁ ዝተርፍ ምክኑ ከፍልጥ ይግባእ

6 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቡ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ኣግባብ አከፋፍላ ብዝተሰርሐ ቁፅሪ ይከዉን

8 እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

9 እቲ ዝርዝር ኣቅሓ መፂእኩም ምዉሳድ ይከኣል

ኣድራሻና ኣብ 17 ቀበሌ ዕደጋ ብዕራይ ጥቃ እንዳገብሪኤል ቤተክርሰቲያን 0342415092