https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13315
ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዝደንት ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን ግልጋሎት ዝህቦም ቤት ፅሕፈታትን ካብኔ ሴክተሪያትን ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ኣናእሽተይ ኣቅሑትን : ኣቅሑት መለዋወጢ መካይን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 12, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 21, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 21, 2016 11:31 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 አብዚ ክትወዳደሪ እትደልዩ ነጋዶ ብመሰረት ዘፈር ንግድኩም ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘለኩም እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሰብ 21/3/2016 ዓም ሰዓት 11:30 አብ ዘሎ ግዘ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ጨረታ ካብ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን ሳልሳይ ደብሪ ክፍሊ ቁፅሪ 19 ዘይምለስ ንሰነድ መሳርሒ ፅሕፈት ኣናእሽተይ ኣቅሑትን 100 ቅርሺ ኢሉእዉን: ኣቅሑት መለዋወጢ መካይን 100 ቅርሺ ከፊልኩም ብምዉሳድ መሊእኩም ብምእታዉ ክትጫረቱ ንዕድም

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344406451