https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13306
ቤት ፍርዲ መረብ ለከ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ንግልጋሎት ዳይነት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ሕትመት: ኣናሸተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 11, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 26, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መረብ ለኸ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 26, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

1 ናይ 2015 / 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ዘለዎ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ናይ 2016 ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ማለተ እዉን ቲን ናምበር ዘለዎ ተወሰካኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ዝተመዝገበ ናይ ወርሒ መስከረም 2016 ዓም ዲክልሬሽን ዝገበረን

3 መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝእክል

4 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፍርዲ ከተማ ራማ ዓዲ አርባዕተ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንነብስ ወከፍ ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 11/3/2016 ዓም ክሳብ 25/3/2016 ዓም ክወስድ ዝክእል

5 ሰዓራይ ምካኖም ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ዉዕሊ ምስ ኣሰረሉ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ንበረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዚ ኣጎዓዓዞም ናብ ንብረት ክፍሊ ወረዳ ዓዲ ኣርባዕተ ቤት ፍርዲ ከተማ ራማ ኣታዊ ክገብሩ አለዎም

6 ጨረታ 26/3/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ኣብ ቤት ፍርዲ ከተማ ራማ ዓዲ አርባዕተ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ይከፈት

7 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም በዛይ ምህላዎም ምክፋት ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

8 ቤት ፍርዲ ወረዳ መረብ ለከ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ