https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13289
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ አብ ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ፅሕፈቱ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣናእሸተይ ኣቅሑት ኢሉ እዉን ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ሕንጣሎ ዋጅራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 በቲ ዘፍር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ዘበን ፈቃድ ንግዲን ወረቀት ምስክር መቅረባይነትን ክተቅርቡ እትክእሉ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘለኩም ተመዝገብቲ ተወሰክቲ አሴት ታክስ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ መስከረም 2016 ዓም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘቅረብክምሉ መረዳአታ ክተቅረቡ እትከእሉ

3 ኩሉ ሰነድ ፋይናንኛጨሻል ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል

4 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

5 ድሕሪ ቅሬታ ናይ 3 መዓልቲታት ሰዓራይ ኣካል ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ  3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክእስር ዝክእል

6 ተጫራታይ ኣብቲ ዝመልኦ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን

7 ሰንድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ክፍሊ ቁፅሪ 10 ሐደ ሚእቲ ቅርሺ ብምክፋል /100/ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሐዘ ሰነድ ምዉሳድ ትክእሉ

8 ኣብ ነብስ ወከፍ ዝተሐተ ዘቅረብ ወይ እዉን ዘመልአ ተጫራታይ ሰዓራይ ይከዉን

9 ብተወሳኪ ኣብዚ ዘይተካተቱ መምረሒታት ስርዓት ዕደጋ ክልልን ኣዋጅ ቁፅሪ 255 /2007 ተፈፃሚ ይከዉን

10 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ 60 መዓልቲታት ከፀንሕ ክም ዝክእል ተጫረቲ ክፈልጡ ኣለዎም  

11 ሰነድ ጨረታ ካብ 5/3/2016 ዓም ከሳብ 19/3/2016 ዓም ምዉሳድ ይከኣል

12 ሳነዱቅ ጨረታ 20/3/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፀዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ብዘይ ምርካቦም ከይዲ ምክፋት ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

13 እቲ ቤት ፅሕፈ ዝሐሻ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ድማ ብቁጽሪ ስልኪ 0344370246 / 0344370195 / 0940964083 / 0954376047