https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13249
ሓላ/ ዝተ/ መሰ / ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቂርን ልቃሕን መሓዙት ካብ 29 ጥቅምቲ 2016 ዓም ጀሚሩ ንተካታታሊ ዓሰርተ መዓልቲ ዝፀንሕ ምልክታ ስራሕቲ ዲዛይን ህንፃ ብምዉፃእ ተጫራቲ / ዲዛይነራት ከስርሕ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 9, 2016 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:1000
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ሕዳር 9, 2016 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

1 ካብ ዕለት 30/02/2016 ዓም ጀሚሩ ንተካታታልቲ 10 መዓልቲ ዕለት 9/3/2016 ዓም ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ይወዳደሩ

2 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና 1000 ሐደ ሽሕ ብር እናከፈልኩም ይዉሰዱ

3 ደረጃ 3 ልዕሊኡን ዝኮነ ሕጋዊ ድዛይነር ጥራሕ ሰነድ ጨረታ ይገዝእ

4 ኣብ ዝኮነ ቦታ ሕጋዊ እግድ ዘይብሉን ናይ ዲዛይነር ኣዋጃትን መምርሒታትን ተገዛኢ ዝከዉን

5 ቫት ቲን ቁፅሪ ካልኦት ኣገደስቲ ዝበሃሉን ሕጋዊ መረዳእታት ዘማለአን ዘሎዎን

6 ናይ 2015 ዓም ፍቃድ ስርሑ ዘሐደሰ

7 ጭረታ ዕለት 9/3/2016 ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ሳዓት 9:30 ይክፈት

8 ጨረታ ኣብ ዝተከፈተሉ ብወኪሎም ወይ ባዕሎም ኣብ ዝተረከብሉን ብተወሳኪ እዉን ወኪሎም ይኩን ባዕሎም ኣብ ዘይተረከብሉ እዉን ዝክፈት ምካኑ

10 እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ናይ ምስራዝ ስምምዕነት ዝፍርም ምካኑ