https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13232
ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት: ሕትመት :ኤሌክትሮኒክስ :ህንፃ መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት :ናይ ሕክምና ኣቅሑት :ናይ ጀነሬተር :ስፔር ፓርትን ቅብኣትን: ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 11, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 11, 2016 03:45 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ መለለይ ግብሪ ከፋላይነት ቲን ናመበር መቅረባይነት ሰርተፈኬት ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገብሉ ሰርተፊኬት ናይ መስከረም ወርሒ ቫት ዲክለሬሽን ዘቅርብ

2 ናይ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት: ሕትመት  :ኤሌክትሮኒክስ :ህንፃ መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት :ናይ ሕክምና ኣቅሑት/ ፈረስት ኢድ/ :ናይ ጀነሬተር :ስፔር ፓርትን ቅብኣትን: ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ንሕድሕድ ብር 5000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ብሽም ማእከልና ከትሕዝ ዝክእል

3 ንሕድሕድ ዓይነት ዘርፊ ጨረታ ካብ ማእከል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 04 ዘይምለስ ብር 100 ሳላሳ ጥራሕ ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 27/2/2016 ዓም ክሳብ 11/03/2016 ዓም ሰዓት 3፡30 ናይ ንጉሆ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዓዲጎም ነፀላን ጠቅላላ ዋጋ ምስ ቫቱ ሓዊሶም ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ብምሽዓግ ናይ ትካሎም ማህተምን ብምግባር ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ይገብሩ

4 ጨረታ ሳንዱቅ ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳርን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 07 ይከዉን

5 ጨረታ ምስ ተከፈተ ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ለዉጢ ወይ ምምሕያሽ ምግባርን ካብ ጨረታ ነብሶም ምግላልን ኣይከኣልን

6 ጨረታ ዕለት 11/03/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3:45 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ተወዳደርቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለወሉ ይክፈት ብዘይ ምርካቦም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

6 ተጫረቲ ኣብ ጨረታ ዝተቀመጡ ነጥብታት ግልፂ እንተዘይኮይኖም መብርሂ ወይ መመሐየሺ ሕቶ ከቅርቡ ዝክእሉ ጨረታ ዝከፈተሉ እዋን ቅድሚ ምብፅሑ ይከዉን

7 እቲ ከይዲ ስራሕ ጨረታ ምስ ተከፈተ ከም ኣድላይነቱ ናይቱ ዝግዛእ መጠን ንብረት ክሳብ 20 መእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእለ

8 ጨረታ ዝሰዓረ ኣብ ጊዜ ዉዕሊ ካብቲ ዝሰዓሮ ጠቅለላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ከትሕዝ ዝክእል

9 ዘሸነፎ ንብረት መቅረብቲ ብናይ ባዕሎም ናይ ትራንስፖርት ወፃኢ ናብ ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ኣታዊ ክገብር ዝክእል

10 ማእከልና እዚ ጨረታ ዘየዋፅአ እንተኮይኑ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ አለዎ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስለኪ ቁፅሪ 0914160906