https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13214
ቢሮ ጉዳይ መናኣሰይ ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ኤሌክትሮኒክስን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 22, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 27, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 27, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ተወዳደርቲ ካብ 20/2/2016 ዓም ክሳብ 27/2/2016 ዓም ናይ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮ ቁፅሪ 23 ምዉሳድ ትክእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27 /2/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ዕለት 27/02/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ይክፈት

3 ተወዳደርቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ኮፒ ከቅርቡ አለዎም

4 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

5 እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል የገድድን

6 ተወዳደርቲ እቲ መልእዎ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክከዉን አለዎ ቫት የወስክ ምባል ተቀባልነት የብሉን

7 ሰዓራይ ኣካል ዘሸነፎም ኣቁሑት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ብቲ ዝወፀ ስፔስፊኬሽን መሰረት ትክክለኛነትም ምስተረጋገፀ ናብ ኮሚሽን ንብረት ክፍሊት ኣታዊ ይገብር