https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13199
ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ጋራጅ መሳርሒ ኣቅሑት ማለት ድማ ጋራጅ ቱልስ ዊልዲንግ ትራንስፎርመር በዝሒ ክልተ : ጋራይንደር 230 ሚሚ በዝሒ 1 :ጋራይንዲር 180 ሚሚ በዝሒ 1 :ድሪንግ ማሽን 16 ሚሚ በዝሒ 3 :ሃይድሮሊክ ጃክ በዝሒ 1 :ሶፍትጌት በዝሒ 1: በንች ቤልት በዝሒ 1 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 11, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:አይተገለፀን
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 11, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ናይ መቅረባይነት ፈቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ካብ 21 ጥቅምቲ 2016 ዓም ክሳብ 10 ሕዳር 2016 ዓም ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ህንፃ ስራሕቲ ቢዝነስ ዩኒት ብምቅራብ ኩሉ ግዝ ኣብ ስራሕ ሰዓት  ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ወሲድኩም ኣብ ጨረታ ክታሰተፉ ትክእሉ  ምካንኩም እናገለፅና

2 እቲ ጨረታ 11 ሕዳር 2016 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሰሳሊ ዕለት ማለት እዉን 11 ሕዳር 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:15 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዝክፈት ምካኑ ክንገልፅ ንፈቱ

3 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344408923 0344405801 ወይድማ ብፋክስ 0115582796