https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13190
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ማይ መሐከሚ ኪኒናን ሳሙናን (Aqua tab & Multi purpose Soap) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 6, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 6, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

1 ናይ 2015 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ተጫረቲ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 607 /100/ ቅርሺ ከፊልኩም ጨረታ ደኩመንት ክወስዱ ይክእሉ

2 ተጫረቲ ንግዲ ፍቃድ ዝተመዝገብሉ ናይ ቫት ሰርተፊኬትን ቲን ቁፅሪ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩ ም መረጋገፂ ሙሉእ ደኩመንት ክዉስድ ይክእሉ

3 ተጫረቲ ካብ ዘቅረብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ሕጋዊነቱ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ አለዎም

4 ተጫረቲ ዝጫረተሉ ሰነድ ብዝተአሸገ ፖስታ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ማለት 20/2/2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 06/03/2016 ዓም እዩ ዝዕፀወሉ ሰዓት ድማ ሓሙሽተ 5:00 ናይ ንጉሆ ይከዉን ስለዚ ናብ ማረት ቤት ፅሕፈት ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፁ ሰነድ ጨረታኦም ከቅርቡ ይክእሉ

5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ 06/03/2016 ዓም ሰዓት 9:00 ኣብ ማረት ቤት ፅሕፈትና ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ከምእዉን ደኩመንት እንድሕር ተማሊኡ ንክፍት ምካኑ ንሕብር

6 እቲ ዝተዉሃበ በዝሒ ገፅ ናይ ጨረታ ሰነድ ገንፂልካ ምትራፍ ኣይፍቀድን እቲ ዝመላእኩምዎ ጨረታ ቁቡል ከምዘይንገብሮ ነፍልጥ

7 ሕድሕድ ገፅ ማሕተም ዕለት ፊርማን ክህልዎ አለዎ ከምኡ ድማ ኣብ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝመላእኩም ዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ እንተኮይኑ ተቀባልነት የብሉን

8 ኣብቲ ጨረታ ዝተጠቀሰ ሞዴል ስፔስፊኬሽን ምስራዝ ኣይከኣልን

9 እቲ ድርጅት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉዝተሐለወ እዩ