https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13145
ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ዕደጊታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/

1 ናይ ሕክምና መድሓኒት

2 ናይ ህፃናት ፐርሰናል ኣይተም

3 ናይ ዓቤቲ ፐርሰናል ኣይተምን

4 ናይ ምግብን ኣወዳደሩ ትዕድግ ይደሊ

ዘማልእዎ ረቆሒታት

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎምን ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ

3 ናይ ዘእተዉዎ ዋጋ 2 % CPO ከትሕዝ ዝክእል

4 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ ብር 30 ቅርሺ ጥራሕ

5 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሐለወ ዝኮነ

6 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዐለት 12/02/2016 ዓም ክሳብ 21/02/2016 ዓም ይከዉን

7 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዐሸገሉ ዕለት 21/02/2016 ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 21/02/2016 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበለ 15 ዝርከብ ዋና በት ፅሕፈትና ይከዉን

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ አለዎ