https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13124
ማሕበር ደቂ አንስትዩ ትግራይ (Computer and Accessory) ንክትዕድግ ስለዝደለየት
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 19, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 19, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎምን ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2% ብቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

3 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሐለወ ዝኮነ

4 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ ብር 30 ቅርሺ

5 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 08/02/2016 ዓም ክሳብ 19/02/2016ዓም ይከዉን

6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 19/02 /2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝከፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 19/02 /2016 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከለቲ አብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበለ 15 ዝርከብ ዋና በት ፅሕፈት ዝክፈት ይከዉን

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ አለዎ

8 VAT ተመዝገብቲ

ቁ ሪ

ዝርዝር መግለፂ

በዝሒ

ዝድለ ዓይነት

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

Desk top computer

02

Core i5 8th Generation 1TB 8GB RAM

2

Printer ink

01

05 A

3

Copy papers

05 (Box)

Golden