https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13117
ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ንምምሃር ምስትምሃር ዘድልዩእዞም ፅሕፈት መሳረሒታት ብፐሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒ ተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ይዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 12, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 12, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1. ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ::

2. መለለዪ ንግዲ ፍቃድ (Tn Number)ምሰ ፎቶ ኮፒ ክትሽዙ ይግባእ፡፡

3. ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ምዝገባ መቐረባይነት ከቅርብ ዝክእል፡፡

4. ካብ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምቅራብ ኣይፍቀድን::

5. እዚ ፕሮፎርማ ሰዓሪ ምስተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 2ተ መዓልቲ ዘየማትእ ውዕሊ ብምእሳር  እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ክቅርብ ዝክእል::

6. እቲ ዋጋ ክምላእ ከሎ ምስ ቫቱ ምኻኑን ዘይምኻኑን ብንፁር ክቅምጥ ኣለዎ፡፡

7. ኣብቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ሙሉእ ሽምን ማሕተምን እቲ ትካል ክጥቀስ ይግባእ::

8. ትካልና 20% ናይቲ ንብረት ምንካይ ወይ ምውሳኽ ይክእል::

9. ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይ ብሙልእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኢዩ::

10. ጨረታ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል::

11. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 12/2/2016ዓ/ም ሳዓት 3:00 ተዓፅፈዩ ሰዓት 3:30 ይኽፈት::

ቅጥዒ መቅረቢ ዋጋ

ሪጋዓይነት ንብረትመለከዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1ደስጣ ወረቐት 80 ግራምቑፅሪ100Iso1400 1
2እስክርቢቶ ሰማያዊፓኬት10መርኣያ
3እስክርቢቶ ቀይሕፓኬት10መርኣያ
4ኮምፒተር ቀለም 05Aቑፅሪ10መርኣያ
5ዳስተርቑፅሪ100መርኣያ
6ክላሰርዕሹግ02መርኣያ
7ኮላ(Wood fix)ቑፅሪ10መርኣያ
8ሓቀፊቑዕሪ20መርኣያ
9ስቴንስል DX2430ቑፅሪ20መርኣያ
10ቀለም D×2430ቑፅሪ20መርኣያ