https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13096
ማሕበር ሕብረት ስራሕ ዕቆራን ልቃሕን ፋና መናእሰይ ዝተፈላለዩ ዓይነት መሳርሒ ፅሕፈትን : አቁሑት ፅሬት : ሰነዳት ሕትመት :መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርካሪ : ንኣቅሑት ኤለክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 4, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:150
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ኣብዚ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ  ሰነድ ጨረታ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፋና መናእሰይ ብምዉሰድ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1  ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ሰርተፊከት ምዝገባ ቫት ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ቫት ዲክላራሲዩን ሰርተፊከት መቅረባይነት ዝቅርብ ዝክእሉ

2 መክበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት ብር 30,000.00 :  ንኣቅሑት ፅሬት 10,000.00 : ንሕትመት 30,000.00 : :መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርካሪን 10,000.00 : ንኣቅሑት ኤለክትሮኒክስን  100,000.00 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ብስም ማሕበር ሕብረት ስራሕን ዕቆርን ልቃሕን ፋና መናእሳይ ከትሕዝ ዝክእል

3 ተጫረቲ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ሰዓት ስራሕ ዘምለስ ብር 150 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

4 ተጫረቲ ኣብ ሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ማህተምን ፈርማን ከዕርፍሉ ይግባእ

5 ተጫረቲ መጫረቲ ሰነዶም ሐደ ዋና ምስ ሐደ ቅዳሕ በበይኑ ብምዕሻግ ከቅርቡ አለዎም

6 እቲ ጨረታ ዕለት 13 ጥቅምቲ 2016 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ዋና በት ፅሕፈት ማሕበርና ሰዓት 4:00 ይክፈት

7 ኣብ ከይዲ ጨረታ ንምዝባዕ ዝፍተኑ ተጫረቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከም ዝኩኑን ንቀፃሊኣብ ጨረታ ክይሳተፉ ከምዝግበረን ክፈልጡ ይግባእ

8 ማሕበርና ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ 20 ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰል አለዎ

9 ማሕበርና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ኣድራሻና ኣብ መቐለ ህንፃ መንፈሳዊ ኮለጅ ከሰተብርሃን 2ይ ደብሪ

11 ንዝበለፀ ሐበረታ ኣብ ሰዓት ስራሕና ናብ በት ፅሕፈትና ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይከኣል