https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13092
ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባንያ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ክዕድጎም ዝደሊ 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ 2 ናይ ሕትመት ስራሕ ፣ 3 ኮምፒተርን ተዛመድትን ናይ ፊልድ መሳርሒ ኣቅሑት / ኤሌክትሮኒክስ/ ፣4 ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፣5 ናይ ድሕንነት መኸላከሊ ኣልባሳትን ዩኒፎርም ፣6 ናይ መኪና ቅብዓት ሽቶ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 11, 2013 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 11, 2013 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ በቲ ስራሕ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ቲን ናምበር ዘለዎም ፣ ቫት ተመዝጋባይ ፣ ናይ ቀረባ ወርሒ ቫት ሪፖርት ከቅርብ ዝክእል ፣ ዝተሓደሰ በቲ ዝወዳደርሉ ዘርፊ መቅረባይነት

2 ንሕድሕድ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ንሕድሕድ ጨረታ 2% ናይቲ ዘቅርቦ ዋጋ ብመልክዕ ስፒኦ ከቅርብ ዝክእል

4ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 23/02/2013ዓ/ም ክሳብ 11/03/2013ዓ/ም ኣብ አየር ይፀንሕ

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/03/2013ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ቅ/ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ናይ ትካልና ኣዳራሽ ይክፈት

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 87 80