https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1309
ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ጨንፈት መኮኒ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረት ብጨረታ ኣጫሪትና ክንገዝእን ክነሕትም ስለ ዝደለና ካብ ዕለት 24 /06 /2008 ዓም ክሳብ 05 /07 /2008 ዓም ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 25, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መኮኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ተቁ

ዓይነት ንብረት

በዝሒ

ናይ ሓደ ዋጋ

መብርሂ

1

ቦቲ ጫማ

12

Â

Â

2

LapTop core i3

Laptop core i5

2

2

Â

Â

3

ቦታ ግብሪ

150

Â

Â

4

ብኪራይ ናይ ዝመሓደሩ ናይ ከተማ ቦታ ምስክር ወረቀት

2000

Â

Â

5

መመዝገቢ ቅጥዒ

3000

Â

Â

6

መአዘዚ ቅብሊት

150

Â

Â

ስልኪ ቁፅሪ 0346640346