https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13072
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ፋዉንቴንን ናይ ኤሌክትሪን ቡንባን ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከትገዝእ ትደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ተቁ

ዝርዝር ኣቅሑት

መዓቀኒ

በዝሒ

መብርሂ

1

ዝተፈላለዩ ናይ ፋዉንቴንን ናይ ኤሌትሪክን ቡንባን ኣቅሑት

ቁፅሪ

ብበዝሒ

ዝርዝር ናይ እቲ ንብረት ኣብ ዋጋ መዉሃቢ አሎ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእሉ

3 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 20 እስካብ 25 ጥቅምቲ 2013 ዓም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 360 ምዉሳድ ይከኣል

5 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/2/2013 ሰዓት 800 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 830 ድሕሪ ቀትሪ ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉ እቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንትወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406944