https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13060
ቤት ማዛጋጃ ከተማ ፍረወይኒ ፣ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ማለት ላፕቶፕ ኮምፒተር ፕሪንተር ስቴብላይዘር ዋየር ለስ ማዉዝ ድባይደር ተሓዛሊ ቦርሳ ላፕቶን ቻርቸር ናይ ላፕቶፕን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትዋዳደሩ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 4, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ፍረወይኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 4, 2013 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ 2013 ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ኣብቲ ጨረታ ዝኽፈተሉ መዓልቲ ቅዳሕ ዘቅርብ፤

2 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ዘትሕዝ፤

3 ሰነድ ጨረታ ዝዕፀወሉ 04/03/2013ዓ/ም ሰዓት 8:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ 8:30 ይኸውን።

4 ጨረታ መኸበሪ ብሲፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ 3000.00 ምስ ሰነድ ጨረታ ናብቲ ሳንዱቅ የእቱ።

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

6 መተሐሳሰቢ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ምስ ሰነድ ጨረታ ዝሽየጥ ምዃኑ ንሕብር።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-470283 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።