https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13059
ቤት ማዛጋጃ ከተማ ፍረወይኒ መስመር ፅርግያ ካልኦትን ናይ ኤሌክትሪክ ገመዳትን፣ ከም ኣንቡላንስ ፣ ቫላንስ ፣ ሲሰስ ሆልደር ፣ ይግናይተር በዓል 3ተ ተርሚናል ፣ኮንታተር በዓል 75 ዋት ፣ ፎቶ ሴል 15 ዋት ፣ ኤል ኢዲ ኣምፕል 100 ዋት ጆ ምስ መብርሃቲ ፓዉዛ ምስ ሙለእ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትዋዳደሩ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 4, 2013 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ፍረወይኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 4, 2013 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ 2013 ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ኣብቲ ጨረታ ዝኽፈተሉ መዓልቲ ቅዳሕ ዘቅርብ፤

2 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ዘትሕዝ፤

3 ሰነድ ጨረታ ዝዕፀወሉ 04/03/2013ዓ/ም ሰዓት 5:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ 5:30 ይኸውን።

4 ጨረታ መኸበሪ ብሲፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ 5000.00 ምስ ሰነድ ጨረታ ናብቲ ሳንዱቅ የእቱ።

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

6 መተሐሳሰቢ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ምስ ሰነድ ጨረታ ዝሽየጥ ምዃኑ ንሕብር።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-470283 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።