https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13055
ዞባ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ካብ መደበኛ እዞም ዝስዕቡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሑ (ናይ ቶሽባ ላፕቶፕ ቻርጀር በዝሒ 01 WIFI TP –LINk በዓል 3ተ ኣንቴና 01)አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ መቕረብቲ ክተማልእዎም ዝግባኡ ረቓሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 09:02 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቃዶም ዘሐደሱ

2 ናይ መቕረብቲ ሰርተፊኬት ከቕርብ ዝኽእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽእሉ

4 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 18/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 9፡00 ይኸዉን

5 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 9፡00 ይኸዉን

6 ቢሮና ዝሓ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 51 65 /03 44 40 50 93