https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13044
104. 4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ ን2013ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት 1 ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኤሌክትሪክ 2 ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኤሌክተሮኒክስ 3 መሳርሕታት ፅሕፈት 4 ዝተፈላለዩ ፈርኒቸር 5 ከምኡ ወን ዝተፈላዩ ንሰራሕተኛታት ዝዉዕል ዓብይ ኒዶ ፀባን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ተጫረቲ ናይ እዚ ዘመን ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ዝተሓደሰ ናይ ኣቅራብነት ምዝገባ ሰርትፊኬት እና ናይ ቲን ምዝገባ መረዳእታ ከተቅርቡ ይግባእ

2 ተጫረቲ ጨረታ መኸበሪ ብር 3000 ሽሕ ናይ ገንዘብ መትሓዚ

3 ኣቅሑት ኣታዊ ዝኮነሉ ቦታ 104. 4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ

4 እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ካብ ዕለት 16/02/2013ዓ/ም እስካብ 26/02/2013ኣብ ዘለዉ ተኸታተሊ መዓልቲ 7 መዓልትታ ዘይምለስ 30.00 ከፊሎም ምዉሳድ ይክእሉ እቲ ጨረታ ኣብ 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ብዕለት 26/02/2013

ዓ/ም 8፡30 ተዓፅዩ ኣብ ዕለቱ ሰዓት 9፡30 ይክፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 60 29 ብምድዋል ምሕታት ይካኣል