https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13043
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ከተማ ሸራሮ ናይ ሰብ መድሓኒትን ፣ ፅገና ጀነሬተርን ፣ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 4, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 4, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ምግጣምን ፅገናን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

1 በበዚ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፣ መቕረባይነት ዘለኩም

2 መመለይ ቁፅሪ ወረቀት ምስክር ዝተመዝገብኩም፣ ናይ መድሓኒት ዝተሓደሰ ብቅዓት መረጋገፂ መረዳእታ

3 ተጫረቲ ኩሉ መረዳእታኩም ቅዳሕ ብምግባር ምስ ናይ ዋጋ ሰነድ ዝርዝር ብምትሓዝ ዓሺጉኩም ኣብ ሳንዱቕ ጨረታ ከተእትዉ አለኩም

4 ተጫረቲ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ሸራሮ ማያኒ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ክትወስዱ ትክእሉ

5 ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ከተርኩቡ እትክእሉ

6 ካብ ዘሰዓርኩምዎ ጠቅላላ ዋጋ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ 5000.00 ቅርሺ ከተትሕዙ እትክእሉ

7 አብ እዋን ጨረታ መተኣማመኒ ዝኮዉን ገንዘብ ሕጋዊ ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋፀ ሕጋዊ ክፍሊት ቼክን ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ 10 %ጥረ ገንዘብ ከተትሕዙ እትክእሉ

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/03/2013 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

10 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 48 50 00 71