https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13029
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ከተማ ማይጋባ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ሱሩዕ በጀት ኣብ ከተምኡ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናዉቲ ፅሬት ፣ ካልኦት ሃለቅቲ ንብረታት ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ጎማ ፣ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናዉቲ ፅሕፈትን ፣ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 18, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 2, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ማይ ጋባ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 2, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ በቲ ዘርፊ ቲን ናምበር ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ሞያ ፍቃድ ዋናን ቅዳሕን ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ተመዝገቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2012ዓ/ም ወርሓዊ ሒሳብ ዝዓፀዉሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 መኸበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ ፣ ናዉቲ ፅሬት 3000 ቅርሺ ፣ ካልኦት ሃለቅቲ ንብረታት ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ጎማን ካላማደርያን ስፔር 3000 ቅርሺ ፣ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ፣ ናዉቲ ፅሕፈትን  5000 ቅርሺ፣ ናዉቲ ፈርኒቸር ማለት እዉን ናዉቲ ቤት ፅሕፈት 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

5  ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 18/02/2013ዓ/ም ክሳብ 02/03/2013ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ማይጋባ ምዉሳድ ትክእሉ

7 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ 02/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

8 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ብምትሓዝ ናይ ዝሰዓርዎ መጠን 10 ሚኢታዊ ከትሕዙ ይግባእ

9 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ወይም ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 27 01 15 /09 14 27 01 09 /0 9 14 21 70 91 /09 62 62 18 18 /09 85 02 89 66