https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1302
ቢራ ራያ ሽርክና ማሕበር ናይ ጥንቃቀ ኣቁሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 24, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 6, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:200
  • ቦታ:ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • መደብ: ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/

ተወዳደርቲ ክተማልእዎ ዝግባእ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 መለለይ ቁፅሪ ምዝገባ ንግዲ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

4 ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈልኩምሉ መረዳእታ ክተቅርበ እትክእሉ

5 እዚ ጨረታ አብ አየር ዝፅንሐሉ ካብ 22 የካቲት 2008 ዓ/ም ክሳብ 6 መጋቢት 2008 ዓ/ም አብ ዘሎ ይከዉን

6 ዝርዝር መምርሒ ተጫረቲ ኣብ ሰነድ እቲ ጨረታ ብዝርዝር ዝተቀመጠ እዩ

7 እቲ ሰነድ ኣብ ቢራ ራያ ዋና ቤት ፅሕፈት ማይ ማይጨዉ :መቐለ ኦሮሚያ 2ይ ደብሪ ዝርከብ እንትከዉን ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ክትወስዱ ትክእሉ

8 ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታትን ኣብ መምሪሒ ተጫረቲ እቲ ሰነድ ዝተቀመጡ ብምምላእ እቲ ጨረታ ካብ 22 የካቲት 2008 ዓ/ም ክሳብ 6 መጋቢት 2008 ዓ/ም ሰዓት 6:00 አብ ዝተደላወ ሳንዱቅ ብምእታዉ ክትወዳደሩ እትክእሉ ብምኻንኩም እናገለፅና

ንዘበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪታት 0348770212 0914041059 0928956447

Â