https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13019
ቤት መዘጋጃ ከተማ ኮረም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ኣብ 2013ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1 መሳርሒ ፅሕፈት ፣ 2 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ 3 መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ 4 ኣቅሑት ፅሬት ፣ 5 መኪና ሰርቪስ ንምግባር
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 3, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ኮረም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 3, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ሎት 1  ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ተጫረቲ ዝርዘር ሰነድ ጨረታ ካብ  ቤት መዘጋጃ ከተማ ኮረም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ከተማ ኮረም ብምምፃእ ንሓደ ሎት 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 17/02/2013ዓ/ም ክሳብ 02/03/2013ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል

2 እቲ ጨረታ 03/03/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ኣብ ቤት መዘጋጃከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ከተማ ኮረም  ይክፈት

3 ተጫረቲ ከማልኡዎ ዝግባእ መምርሕታት ኣብ ሰነድ ጨረታ ምርኣይ ይካአል

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 51 04 68 /03 45 51 07 43