https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13011
ቤት ፅሕፈት ልምዓት ፋይናንስ ወረዳ ጭላ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ናይ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናዉቲ ፅሬትን ስራሕቲ ሕትመትን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 3, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:የጭላ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 3, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ናይ 2012/13ዓ/ም ዝተሓደሰ  ኣግባብነት ዘለዎ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርቡ

2 ናይ 2012/13ዓ/ም ዝተሓደሰ ቲን ናምበር ማለት እዉን መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ቫት ረጅስተር ዝገበሩ ማለት እዉን ዘሐደሱ ጥራሕ ንኤሌክትሮኒክስ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ክጫረቱ ይክእሉ ንናዉቲ ፅሬትን ስራሕቲ ሕትመትን ድማ ቫት ረጅስተር ዝገበርኩምን ዘይገበርኩምን ክትጫረቱ ትክእሉ

4  ሒሳብ ወርሒ መስከረም 2013ዓ/ም ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ዘቅርቡ

5 ተጫረቲ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ካብ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ወረዳ ጭላ ምዉሳድ ይክእሉ

6 ሰዓራይ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 መኸበሪ ጨረታ ንኤሌክትሮኒክስ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 5000 ቅርሺ፣ ንናዉቲ ፅሬት ስራሕቲ ሕትመትን ድማ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

8 ሰዓራይ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚኢታዊ መከበሪ ዉዕሊ ከትሕዙ ዝክእሉ

9 ሰዓራይ ብናይ ባዕሎም መጋዓዝያ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ከቅርቡ ዝክእሉ

10 ናይ ቀላማት ን6ተ ወርሒ ዉሕስና ዝህቡን ብተወሳኪ ፎቶ ኮፒን ፕሪንተርን ኮምፒተርን ዋጋኦም ልዕሊ 2000 ቅርሺ ዝኮኑ ንብረት ካብ 1ዓመት ዘይንእስ ዉሕስና ክህቡ ዝክእል

11 ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይክእል እዩ

12 ጨረታ ክፍቲ ዝኮነሉ 17/02/2013ዓ/ም ክሳብ 03/03/2013ዓ/ም ኣብ ስራሕ መዓልቲ ሰነድ ጨረታ ዝዕፀወሉ ድማ 03/03/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት 4፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፍት

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋለ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  09 14 54 16 90 /09 42 01 95 67