https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13010
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፋላለዩ ኣብያተ ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕል በመደበኛ መንግስታዊ በጀትን ብገበርቲ ሰነይ በጀትን ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ናይ መኪና ጎማን ባትርን ፣መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና፣ ክዕድግን ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 16, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 30, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ፀለምቲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 30, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን: መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪን /TIN/ ምስክር ወረቀት ዘለዎን፤

2 ኣብ ናይ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

3 ተወሳኪ እሴታ ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ መስከረም 2013ዓም ተወሳኪ እሴታ ታክሲ ዲክለሬሽን ከቅርብ ዝክእል፤

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ ንሕድሕድ 5000 ብሰፒኦ ወይ ብሰርቲፋይድ ዝኮነ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ፤

5 ጨረታ ሰዓሪ ነቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያን ናብ ወረዳ ፀለምቲ ትልምን ፋይናንስ ከቅርብ ዝክእል፤

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ከፊልካ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 1 ብሰዓት ስራሕ ጥራሕ ምዉሳድ ይከኣል፡፡

7 ዋና ሰነድ ጨረታ ምሉእ ሰነድን ቅዳሕን ብምግባር ኣብ ሐደ ፖስታ ዝተዓሸገ ናብ ሳንዱቀ ጨረታ ኣታዊ ይግበር፡

8 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 30/02/2013 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት እንተዘይተረኪቦም እዉን ናይ ጨረታ ሕጊ ዘየማልእ እንተኮይኑ እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን፡፡

10 ካብ ተጫራታይ በዝሒ ንብረት ወይ እዉን መጠን 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ እዉን ክቅንስ ይክእል እዩ፡፡

11 ተጫረቲ ዘእተዉዎ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ን30 መዓልቲ እዩ፡፡

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ዉይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0346-620283 /0346-620221