https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12990
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ንወረዳና አጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ ናይ መኪና ጋራዥ ኢድ ሞያን ፣ ኣቅሑት ስፖርት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ፈርኒቸር ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከገዝእን ከስርሕን ይደሊ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ነጋዶ ካብ 12/02/2013ዓ/ም ክሳብ 27/02/2013ዓ/ም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ከ/ስ/ዕ/ንብረት ብምዉሳድ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 28, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥቅምቲ 28, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

1 ናይ 2013/ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

2 መረዳእታ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ 2013ዓ/ም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

4 ናይ መቅረባይነት 2013ዓ/ምዝተሓደሰ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

5 መኸበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 5000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ጨረታ 20 ሚኢታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይካኣል እዩ

7 ንመሳርሒ ፅሕፈት ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብዝተረከብሉ ይክፈት

8 ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ፈርኒቸርን ድማ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብዝተረከብሉ ይክፈት

9 ኣቅሑት ፅሬት ዕለት 28/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 9፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብዝተረከብሉ ይክፈት

10 ንኣቅሑት መለዋዋጢ ኣቅሑ መኪና ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብዝተረከብሉ ይክፈት

11 ንናይ ጋራዥ ኢድ ሙያ ስራሕ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብዝተረከብሉ ይክፈት

12 ንኣቅሑት ስፖርት ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 30/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብዝተረከብሉ ይክፈት

13 ንናይ ሕትመት ስራሕቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 30/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት8፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብዝተረከብሉ ይክፈት

14 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
15 ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 10 38 12 28 /09 31 09 73 20/ 09 33 78 76 64