https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12960
ዞባ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ካብ መደበኛ እዞም ዝስዕቡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሑ ( ላፕቶፕ ቻርጀር01 ፣ UPS ምስ ኬብሉ 01 )አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ መቕረብቲ ክተማልእዎም ዝግባኡ ረቓሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2013 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቃዶም ዘሐደሱ

2 ናይ መቕረብቲ ሰርተፊኬት ከቕርብ ዝኽእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽእሉ

4 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 11/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 9፡00 ይኸዉን

5 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 13/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ይኸዉን

6 ቢሮና ዝሓ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 51 65 /03 44 40 50 93