https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12958
2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣለነ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘሎ ናይ ደረቕ ወንበር / በዝሒ 55/ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 15, 2013 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ጥቅምቲ 15, 2013 02:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኣብ 2012ዓ/ም ዝተሃደሰ

2 ናይ 2012ዓ/ም ግብሪ ዝከፈለ

3 ቫት ዝተመዝገበ

4 2 % ዊዝ ሆልድ ታክስ ዝከፍል

5 ናይ መቕረባይነት ፍቃድ ዘለዎ ኮፒ ዘቅርብ

6 ፕሮፎርማ ካብ 10/02/2013ክሳብ 15/02/2013ዓ/ም ይፀንሕ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 02 35 53/ 09 14 72 59 09