https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12949
ቤት ፅሕፈት ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል ንኦዲተር ብ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ተወዳደርቲ በቲ ፕሮፎርማ መሰረት ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 11, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2013 08:02 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

1 ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ከቅርብ ዝክእል

2 ቲን ናምበር ኮፒ ከቕርብ ዝክእል

3 ቅድሚ ሐዚ ዝሰርሕዎ ናይ ኦዲት ስራሐ ልምዲ ከቕርብ ዝኽእል

4 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 10/02/2013ዓ/ም ክሳብ 13/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ናብ ቤት ፅሕፈት ማህተም ዝዓርፎ ፖስታ ተዓሺጉ ናብ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ይኸዉን

5 እዚ ማሕበር እዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0342 41 04 60

ቀዳማይ ወያነ ብሎክ መ -211