https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12898
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ Fargo DTC color ribbion ፣Fargo duel side over laminate paper፣ cards for fargo DTC 4500e : FARGO ክሊነር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2013 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2013 05:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 እዚ ፕሮፎርማ በዓል ዋና ማህተምን ፌርማን ክህልዎ ኣለዎ

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈልኩም ወይ ድማ ዘሐደስኩም

3 ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

4 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ካርዲ

5 እዚ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 05/02/2013ዓ/ም ክሳብ ዕለት 09/02/2013ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ 03 44 46 11 21/0058/09 14 12 08 20