https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12897
ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንምስፍሕፋሕ ኢንተርኔት ቤት ትምህርቲ ዝዉዕል ናዉቲ ክዕድግ ይደሊ ስለዝኮነ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2013 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይ 2012 ዓም ንግዲ ፍቓድ ዝተሐደሰ ከቅርብ ዝክእል

2 መለለዩ ቁፅሪ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ምስ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም

3 እዚ ፕሮፎርማ ሲዒርኩም ምስ ተብሃለ አብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

4 ኣብቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ

5 ቤት ትምህርቲና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምዉሳክን ይክእል እዩ

6 ቤት ትምህርትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺባ ብኽፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሐለወ እዩ::

7 እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ዕለት 09/02/2013 ዓም ሰዓት 4:00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0345599847 ምድዋልይካኣልእዩ