https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12894
ትካልና ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮጵያ ኣብ ሓፁር ዘሎ ባሃር ዛፍ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንክንሸይጥ ስለዝደለና እቶም ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሱ ረቃሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 በቲ ሞያ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዋ/ዎን

2 ናይ 2012ዓ/ም ፍቃድ ዘሐደሰን

3 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ

4 ባህር ዛፍ ባዕሎም ቆሪፆም ክወስዱ ዝክእሉ

5 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8:00 እንትከውን እቲ ጨረታ ድማ ድሕሪ ሓደ ሰዓት 17/02/2013ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብዎ እቲ ጨረታ ይክፈት፤

7 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንትረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሓለወ እዩ፤

ኣድራሻ- ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮጰያ ዋና ቤት ፅሕፈት ቀበሌ 18 ፊት ሸባ ኣካዳሚ

ስ.ቁፅሪ 0344-409442/410810 ምድዋል ይከኣል፤