https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12883
ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሓወልቲ ኣቅሑት ቢሮን ፣ ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

1 ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ  ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ናይ 2012/13ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑን ናይ መወዳእታ ቫት ሪፖርት ዘቕርቡን

4 ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘቅርብ

5 ናይ ጨረታ መኸበሪ 10,000.00 ከትሕዙ ዝክእሉ ብስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ድማ ጥረ ገንዘብ ምትሓዝ ይካኣል እዩ

6 ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 04/02/2013ዓ/ም ክሳብ 25/02/2013ዓ/ም ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ምግዛእ ይከኣል

7 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 25/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሽዑ 4፡30 ዝክፈተሉ ይኸዉን

8እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 66 27/03 42 40 55 87