https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12881
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናዉቲ ዝ/ዩ ሕትመታት ፣ ንደቂ ኣንስዮ ግልጋሎት ዝዉዕል መናፅሂ ናዉቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከሐትምን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 08:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፋቃድ ንግዲ ዘለዎ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ

2 ወረቅት ምስክር መቅረባይነት ዘለዎም ቲን ቁፅሪ ከከም ዓይነቱ ንብረት ናይ ወርሒ ሓምለ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

3 ሰነድ ጨረታ አብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ቀደማይ ደብሪ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 12 እንትከዉን ዋጋ መሸጣ ሰነድ ንሕድሕድ ዘይምለሰ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል።

4 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጡ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 04/02/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 19/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካኣል

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቀደማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 12 ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ምእታዉ ይካኣል

6 እዚ ጨረታ 19/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡45 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 9፡00 ይክፈት።

7 መከበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 5000.00 ቅርሺ ፣ ብስፒኦ ከትሕዝ ይግባእ።

8 ጨረታ ሰዓራይ ጨረታ ምዃኑ ብደብደቤ ካብ ዝተገለፁሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል፤

9 ዝኮነ ተጫራታይ ብዛዕባ እቲ ሰነድ ጨረታ ካልእን መብረሂ ዘድልዩ እንተኮይኑ ብፅሑፍ ጥራይ ምሕታት ይክእል።

10 እቲ ቢሮ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ ዝተሐለወ እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-403477/0344408299 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።