https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12868
ብቤት ፅሕፈት ጥዕና ከተማ መቐለ ዝመሓደር ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ ካብ 01/11/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/10/2012ዓ/ም ናይ ክልቲኡ ጨንፈር ናይ ሓደ ዓመት ኦዲት ክገብር ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 4, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 7, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥቅምቲ 7, 2013 03:32 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

1 ብቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ናይ ኦዲት ፍቃድ ዝተወሃበኩም

2 ቲን ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከተቕርቡ እትክእሉ

3 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመታተዊ ዝተሓደ

4 ኦዲት ዝግበር 22 ቦክስ ፋይል በዝሒ ዝርዝርን ድማ 4CRV.16 CPV 2 PCPV

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 07/02/2012 ዓ/ም ንጉሆ 3፡30 ቦታ ኣብ ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ ጨንፈር ሓደ ተወዳደርቲ ናይ ፕሮፎርማ ዶክመንት ከእትዉ ይክእሉ

6 ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 01 11 03 42 40 66 07