https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12853
መምርሒ ፖሊስ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፣ ፅሬት ኣቅሑትን ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 10:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈሉሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ መቅረባይነት ንግልጋሎት ወሃባይነት ፍቃድ ከቀርቡ ዝክአሉ

3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም

4 ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ

5 ተወዳደርቲ ኣብ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ማህተም ፌርማን ሙሉእ ኣድራሻን

6 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 02/02/2013ዓ/ም ክሳብ 05/02/2013ዓ/ም ሰዓት 10፡00

7 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 05/02/2013ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-415026 ምድዋል ይከኣል፡፡