https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12816
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ቐይሕ ተኽሊ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለያ ኣብያ ፅሕፈት ወረድኡ ዘግልግል ፅሕፈት መሳርሒ፣ ጎማ ምስ ካላማደርያ ፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ፣ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ዝሳተፍ እቲ ስዒቡ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት ከማልእ /እታማልኡ ክኸዉን ኣለዎ/ዋ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 30, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 16, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 16, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ኣብቲ ጨረታ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝተጠቀሰ ሞዴል ስፔስፊኬሽን ድማ ናይ ምስራዝ ኣይካኣልን

2 ናይዚ ዓመት 2012/2013ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰት ወይ ግብሪ ዝኸፈለት

3 ንሓደ ዶክመንት ዘይምለስ ብር 100 ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ቐይሕ ተኽሊምግዛእ ይክእሉ

4 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ ፅሕፈት መሳርሒ 5000 ቅርሺ፣ ንጎማን ካላማደርያን 5000 ቅርሺ፣ ፅሬት ኣቅሑት 3000 ቅርሺ፣  ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5 ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 29/01/2013ዓ/ም ክሳብ 16 /02/2013 ዓ/ም ኮይኑ ሓደ ኦርጅናልን ምስ ሓደ ኮፒን ነንበይኑ ዓሽጉ ብምምፃእ ዓሺጉ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል

6 እቲ ጨረታ ዕለት 16/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፀዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት ዝክፈተሉ ቦታ ኣብቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ቐይሕ ተኽሊ ይክፈት

7 ቤት ፅሕፈት ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ቐይሕ ተኽሊጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 24 48 63 12 / 09 20 51 15 57