https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12783
ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ሃገራይ ኣብ ከተሙኡ ንዘሎ ፀገማት ፣ ናይ ኮምፕተራት ፣ ጣዉላን ዉፅኢት ፈርኒቸር ወይ እዉን ናዉቲ ቤት ዕዮን ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን፣ ንምፍታሕ ሕጋዊ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:150
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ምስክር ወረቀት መቕረባይነት

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስን ናይ ወርሒ ነሐሰ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 እዚ ጨረታ ካብ 26/01/2013ዓ/ም ክሳብ 05/02/2012ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ሰነድ ጨረታ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 150 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

5 እቲ ጨረታ 06/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

6 መኸበሪ ጨረታ 15000 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ /03 43 24 00 11