https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12780
ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንበጀት ዓመት2013ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ኣቅሑት፣ ንምግኣዝ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 28, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 28, 2013 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት፣

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

5 ፕሮፎርማ ካብ 26/01/2013ዓ/ም ክሳብ 28/01/2013ዓ/ም ሰዓት 06፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ስራሕ መዓልታትን ሰዓትን ይከዉን

6 ፕሮፎርማ ዕለት 28/01/2013ዓ/ም 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

7 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 45 59 99 19